Top Songs By Thomas Alazar
Credits
AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Thomas Alazar
Künstler:in
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Thomas Alazar
Komponist:in
Lyrics
ደሊና ደሊና
ደሊና ጓለይ
ደሊና ደሊና
ደሊና ጓለይ
ይበሳጮ ኔረ መኻልፍ ምስ በዝሖ ህይወተይ
ኣይበልኩን'ውን ይሕጎስ ክበርህ መጻኢየይ
በንጻሩ ምስ ኮነ ሕጂ ግዜይ ምስ መቀረ
ፍረ ብርከይ ስዒመ ንስቓይ ስዒረ
ይበሳጮ ኔረ መኻልፍ ምስ በዝሖ ህይወተይ
ኣይበልኩን'ውን ይሕጎስ ክበርህ መጻኢየይ
በንጻሩ ምስ ኮነ ሕጂ ግዜይ ምስ መቀረ
ፍረ ብርከይ ስዒመ ንስቓይ ስዒረ
ላላላ
ኢሂሂ
ላላላ
ድንጋጸ ናይ ወለዳ ሕንቃቐ ኸይጸገበት
ካብ ሑቕፊ ኣዲኣ ካብ ጡብ ዝተኾልፈት
ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ክንዲ ሰብ ምስ ኣኸለት
ኣቦይ ኢላ መጽያትኒ እንሀት ምሳይ ሎሚ
ደሊና ጓለይ መልክዕ ናየዲኣ ሕብሪ ናተይ ሒዛ
ደሊና ጓለይ ምስ ዓለም ተላልያ ዝኽታመ ተጎዝጊዛ
ደሊና ጓለይ ንዓይ ክንዲ ቦኽርን ሕሳስ ልደን ደሊና
ደሊና ጓለይ ጠዋሪተይ ኮይና መዘከርታ ናይ ፍቕርና
ይበሳጮ ኔረ መኻልፍ ምስ በዝሖ ህይወተይ
ኣይበልኩን'ውን ይሕጎስ ክበርህ መጻኢየይ
በንጻሩ ምስ ኮነ ሕጂ ግዜይ ምስ መቀረ
ፍረ ብርከይ ስዒመ ንስቓይ ስዒረ
ላላላ
ኢሂሂ
ላላላ
ድንጋጸ ናይ ወለዳ ሕንቃቐ ኸይጸገበት
ካብ ሑቕፊ ኣዲኣ ካብ ጡብ ዝተኾልፈት
ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ክንዲ ሰብ ምስ ኣኸለት
ኣቦይ ኢላ መጽያትኒ እንሀት ምሳይ ሎሚ
ደሊና ጓለይ መልክዕ ናየዲኣ ሕብሪ ናተይ ሒዛ
ደሊና ጓለይ ምስ ዓለም ተላልያ ዝኽታመ ተጎዝጊዛ
ደሊና ጓለይ ንዓይ ክንዲ ቦኽርን ሕሳስ ልደን ደሊና
ደሊና ጓለይ ጠዋሪተይ ኮይና መዘከርታ ናይ ፍቕርና
ደበስ ላዕላይ ሰማይ ኣምሳያ ኣዲኣ
ዝኽሪ ሕሉፍ ፍቕሪ መጸናንዒተይ'ያ
ኣሜን'የ ዝብል ስኢነ ዝረኸብኩ
ምስታ ኽንዲ ኹሉ ጓለይ ኣብ ቤተይ እነሁ
ናተይ'ሲ ዕድል'ዩ ዘለዎ ሓለፋ
ዝሃበኒ ንዓኣ እንክወድቕ ዳጌፋ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
ደሊና ጓለይ
Written by: Thomas Alazar