Top Songs By Thomas Alazar
Similar Songs
Credits
AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Thomas Alazar
Künstler:in
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Thomas Alazar
Songwriter:in
Lyrics
ኣታ ኣነስ ክሓምቅ
ኣታ ኣነስ ክሓምቅ
ብገዛአ ኢደይ ክሳደይ ዝሓንቅ
ኣታ ኣነስ ክሓምቅ
ኣታ ኣነስ ክሓምቅ
ብገዛአ ኢደይ ክሳደይ ዝሓንቅ
ሕጂ'ዶ ረኺበ ከም ንሳ ትሕንቅቕ
ሕጂ'ዶ ረኺበ ከም ንሳ ትሕንቅቕ
ባዕለይ'የ ባዕለይ'የ
ገለ'ኳ ዘይትብል ኢንታ'ኳ ዘይብላ
አቲ ኽትደልየኒ ኣነ የለን ከብላ
ንሳ ሎሚ የላን ኣቢላ
ባዕለይ'የ ባዕለይ'የ
ገለ'ኳ ዘይትብል ኢንታ'ኳ ዘይብላ
አቲ ኽትደልየኒ ኣነ የለን ከብላ
ንሳ ሎሚ የላን ኣቢላ
ኣታ ክኸፍእ
ሰብ ምስ ደለኻዮ ክጠፍእ
አውይ ክኸፍእ
ኣታ ክኸፍእ
ሰብ ምስ ደለኻዮ ክጠፍእ
አውይ ክኸፍእ
ነዚ አንተ ኣሕሊፋ
ኣታ ሓቃ አንዲያ'ሞ ደኣ
ክሳብ መዓስ ከትደሊ
ትደለ አምበር ጊዴኣ
ዕምበባይ
ምስ ኣርሓቐት ካባይ
ዕምበባይ
ሲኢነላ ደሃይ
ዕምበባይ
ከምዚ ተሕሊፋቶ
ጸወታ'ዩ ሽዑ ክጥምቶ
ፍቅሪ ትፈልጥ
ወረ ፍቅሪ አንዲያ ብዕላ
ሽተኣ ፍቅሪ ፍቅሪ'ዩ ዕላላ
ዕምበባይ
ምስ ኣርሓቐት ካባይ
ዕምበባይ
ሲኢነላ ደሃይ
ዕምበባይ
ከምዚ ተሕሊፋቶ
ጸወታ'ዩ ሽዑ ክጥምቶ
ካብዚኣ ዶ አኽወል
ካብ ፍቅሪ ዶ ይሕባእ
ሕመቀይ ሃሲዩኒ
መብልዕካ ዶ ይቅላዕ
አምበር ልባ ደኣ ልቢ ወላኢት'ዩ
ክቐጽዓኒ ሉ አምበር ኣይጭክነለይን አዩ
ገለ ጎዲሉኒ ካብኣ ምስተፈለኹ
ዝቐደመስ ደሓን ፈቲነዮ ኣለክኹ
ይቅረ ትግበረለይ አምበር ደጊመ ኣይብድላን
ይደሃይ ኣለኹ ትሰምዓኒ'ውን ኣላ
ኣታ መን ይድቅስ ቅኑዕ ዝበደለ
ኣታ መን ይዓርፍ አምነት ዝቐተለ
አምበር ልባ ደኣ ልቢ ወላዲት'ዩ
ክቐጽዓኒ ኢሉ አምበር ኣይጭክነለይን ኢዩ
ኣታ መን ይድቅስ ቅኑዕ ዝበደለ
ኣታ መን ይዓርፍ አምነት ዝቐተለ
አምበር ልባ ደኣ ልቢ ወላዲት'ዩ
ክቐጽዓኒ ኢሉ አምበር ኣይጭክነለይን ኢዩ
Writer(s): Thomas Melake
Lyrics powered by www.musixmatch.com