Featured In

Credits

AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Feven Tsegay
Feven Tsegay
Künstler:in
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Tesfit studio
Tesfit studio
Komponist:in

Lyrics

ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር ምስትምሳል ዘይትገድፎ ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ ኣይሕሰምካ ፍቕረይ እንካ በራውረይ ኣሽንኳይ በራውረይ ሂበካ እንድየ ልበይ ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር ምስትምሳል ዘይትገድፎ ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ ኣይሕሰምካ ፍቕረይ እንካ በራውረይ ኣሽንኳይ በራውረይ ሂበካ እንድየ ልበይ ረኣያ እንዶ ዓለም ኣብ ጉያ ለውሃታ ኣብ ቅርዓታ ተደብያ ቃንዛን ዋይታን ኮይኑ ደሃያ ንስኻ'ኸ ሓወይ ከምኡ'ዶ ገንዘብ ናብ ዘለዎ ክትከዶ ፍቕርና ንሕልፈት ክትፈርዶ እንካብ ምፍልላይ ስእነት 'ታይ ብሃላይ ምንባረይ ከይጸልኦ ሃልወለይ ጥራይ ፍቕረይ ፍቕሪ ልበይ ጎበዝየ ጽን ምባል ኣሎ እንዶ ንጊዜ እንታይ ዋጋ'ለዎ ትካዘ ዓይነ-ብርኪ ንእዲ ከይሓዘ እንታይ ኣበለካ ፈዘዘ ቅድሜኻ እንድዩ ዘሎ ግስጋሰ ሰልዲ እንተዘይብሉ ማሙቕ'ዩ ህድሞና ብትምኒት ዘይርከብ ፍቕሪ'ለዎ ቤትና ፍቕረይ ፍቕሪ ልበይ ጎበዝየ ጽን ምባል ኣሎ እንዶ ንጊዜ እንታይ ዋጋ'ለዎ ትካዘ ዓይነ-ብርኪ ንእዲ ከይሓዘ እንታይ ኣበለካ ፈዘዘ ቅድሜኻ እንድዩ ዘሎ ግስጋሰ ሰልዲ እንተዘይብሉ ማሙቕ'ዩ ህድሞና ብትምኒት ዘይርከብ ፍቕሪ'ለዎ ቤትና ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር ምስትምሳል ዘይትገድፎ ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ ኣይሕሰምካ ፍቕረይ እንካ በራውረይ ኣሽንኳይ በራውረይ ሂበካ እንድየ ልበይ ኣንታ ፍቕረይ ኣይትሸገር ይንዋሕ ይሕጸር ሓንሳብ'ዩ ክንበር ንኹሉ ከኣሎ ተጻወር ምስትምሳል ዘይትገድፎ ምምሳዩን ምውግሑን ዘይተርፎ ንሰብካ መሲልካ ሕለፎ ኣይሕሰምካ ፍቕረይ እንካ በራውረይ ኣሽንኳይ በራውረይ ሂበካ እንድየ ልበይ ረኣያ እንዶ ዓለም ኣብ ጉያ ለውሃታ ኣብ ቅርዓታ ተደብያ ቃንዛን ዋይታን ኮይኑ ደሃያ ንስኻ'ኸ ሓወይ ከምኡ'ዶ ገንዘብ ናብ ዘለዎ ክትከዶ ፍቕርና ንሕልፈት ክትፈርዶ እንካብ ምፍልላይ ስእነት 'ታይ ብሃላይ ምንባረይ ከይጸልኦ ሃልወለይ ጥራይ ፍቕረይ ፍቕሪ ልበይ ጎበዝየ ጽን ምባል ኣሎ እንዶ ንጊዜ እንታይ ዋጋ'ለዎ ትካዘ ዓይነ-ብርኪ ንእዲ ከይሓዘ እንታይ ኣበለካ ፈዘዘ ቅድሜኻ እንድዩ ዘሎ ግስጋሰ ሰልዲ እንተዘይብሉ ማሙቕ'ዩ ህድሞና ብትምኒት ዘይርከብ ፍቕሪ'ለዎ ቤትና እንካብ ምፍልላይ ስእነት 'ታይ ብሃላይ ምንባረይ ከይጸልኦ ሃልወለይ ጥራይ ሰልዲ እንተዘይብሉ ማሙቕ'ዩ ህድሞና ብትምኒት ዘይርከብ ፍቕሪ'ለዎ ቤትና እንካብ ምፍልላይ ስእነት 'ታይ ብሃላይ ምንባረይ ከይጸልኦ ሃልወለይ ጥራይ ሰልዲ እንተዘይብሉ ማሙቕ'ዩ ህድሞና ብትምኒት ዘይርከብ ፍቕሪ'ለዎ ቤትና
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out