Credits
AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Feven Tsegay
Künstler:in
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Mulugheta Beyin
Songwriter:in
Lyrics
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ኣብ ገዳም
ካብ ሽምጠጣ ናይ ሰብ ተገሊልካ ምህዳም
ክእለት ስኢነሉ ተንኮል ወዲ ኣዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ኣብ ገዳም
ካብ ሽምጠጣ ናይ ሰብ ተገሊልካ ምህዳም
ክእለት ስኢነሉ ተንኮል ወዲ ኣዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም
ወዲ ሰብ ዘበለ ዘይሰርሕ ነናቱ
እንታይ'ከ ገደሶ ብናይ ጎረቤቱ
ሓቀኛ ኣለኻ'ዶ ተላዘብ ሕሰብ
መሰረቱ እንታይ'ዩ ዝቐንእ ወዲ ሰብ
መሰረቱ እንታይ'ዩ ዝቐንእ ወዲ ሰብ
ክፈልጥ ዝበለ ይጓዓዝ ብፍልጠት
ቅንኢ'ዶ ይደሊ'ዩ ንምዕባለ ክእለት
እንተኾነ ግዳ ብፍቕሪ ዝሓርቕ
ዘይኮነ ይእክብ ውርደቱ ይሰንቕ
ዘይኮነ ይእክብ ውርደቱ ይሰንቕ
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ኣብ ገዳም
ካብ ሽምጠጣ ናይ ሰብ ተገሊልካ ምህዳም
ክእለት ስኢነሉ ተንኮል ወዲ ኣዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊት ገዳም
ካብ ኩሉ ዘሕፍር ናይቶም ዝበኣሱ
ብዘረባ ቐናእ ንፍቕሪ ዘፍርሱ
ንጸገም ብሓባር ክንዲ ዘባርሩ
ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ
ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ
ካብ ኩሉ ዘሕፍር ናይቶም ዝበኣሱ
ብዘረባ ቐናእ ንፍቕሪ ዘፍርሱ
ንጸገም ብሓባር ክንዲ ዘባርሩ
ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ
ልቢ ጸላኢኦም ጽምኡ የርውይሉ
Lyrics powered by www.musixmatch.com