Lyrics

ትብዕ በል ትብዕ በል ሕቶ ኣይትገማድል ከም ወዲ ትብዕ በል ታይ ኮንካ ትፈርሕ ቃሕ ቃሕ እየለካ ኣይተመኽንይ ወቓሕ ከም ወዲ ትብዕ በል በሃሊት እንዲኻ ተዛረብ ተዛረብ ደርጉሓዮ እምበር ክሕብ እዩ ዝቅበል ኣመል እዩ ፍቕሪ ላንጋ ላንጋ ኣይትኹን ኣይተባዕ ኣይፈራሕ ፍቕሪ ከይትኸስሮ ከይረፍደካ ፅባሕ ወስን እንዶ ወስን ቃሕ ወቓህ ከምቶም ዝውስኑ ቃሕ ወቓህ ቓህ ወቓህ እንዶ ቃሕወቓህ ጠፊዕካ ኾይኑ ቃሕ ወቓህ እስካወ ፍፁም ቃሕ ወቓህ የለኻን ኣብ ዝኽረይ ቃሕ ወቓህ ብናእድራር ሓቂ ቃሕ ወቓህ ኣቲካ ናብ ልበይ ምስሊ ዕዳጋርኩም ሰብ ንሰብ ይመስሎ ኣብ ቃሕ እዩ ቃሕ ኣይትበል ዕንክሊል ፍቕሪ እኮ ንቡር እዩ ኣብ ምንታይ ጓንፎ ደሊኻ አይትጅምር ደሊኻ ኣይትገድፎ ካብታ ንቀራረብ ካብ ንጀምር ሌላ ክትብላ ትደሊ ሓንቲ ነገር ኣላ ተዛረብ ንስኻ ደርጎሓየ እምበሪ ሰኽፍ ኣይበልካ ርእሲ ኣለዎ ፍቕሪ ዝተባዕ ኣይሞተ ዝፈራሕ ኣይሞት ድሕር ድሕር ክብል ላንጋ ላንጋሞተ ቃሕ ቃሕ እየለካ ኣይተም ኽንይ ወቓህ ካብቃሕ ወቃሕ ምረፅ ኣይጥመትን ወይ ቀሪብኻ ቅረብ ልበይ ከይቆረፀ ወይ ርሒቅካ ፀሓቅ ኣቡኡ ዘፍለጠ ድንግርግር ኣይትበል ርገፅ ደኣ ኣብሓንቲ ሓዱሽ ነገር የለን ካብ ፀሓይ ንታሕቲ ቃሕ ኣንታ ቃሕ ቃሕ ደስ ይሓይሽ ወቓሕ በልበል ሓዲኡ በል ፍቅሪ ሂብካ ተቐበል ዝተባዕ ኣይሞተ ዝፈራሕ ኣይሞት ድሕር ድሕር ክብል ላንጋ ላንጋሞተ ቃሕ ቃሕ እየለካ ኣይተም ኽንይ ወቓህ ካብቃሕ ወቃሕ ምረፅ ኣይጥመትን ወይ ቀሪብኻ ቅረብ ልበይ ከይቆረፀ ወይ ርሒቅካ ፀሓቅ ኣቡኡ ዘፍለጠ ድንግርግር ኣይትበል ርገፅ ደኣ ኣብሓንቲ ሓዱሽ ነገር የለን ካብ ፀሓይ ንታሕቲ ቃሕ ኣንታ ቃሕ ቃሕ ደስ ይሓይሽ ወቓሕ በልበል ሓዲኡ በል ፍቅሪ ሂብካ ተቐበል
Writer(s): Samuel Alemu, Timnit Welday Unknown Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out