Lyrics

ቖርበት ፍቅሪ ለበስ ሃነይነይታ ናይ ዓይንኪ ጌጋ ሓበሬታ ኣደናጊሩኪ ኣደናጊርክኒ ልበይ ጸያይቀ ንዘይትኮንኒ ተመኔ ፍቅሪ ፈቲነ ተመኔ ርእሰይ ኣድኒነ ግዳ የጋጥም ለ እሱር ዩ ልበይ ሒዘ ነገሩ ከም ደም ስኒ ንውሽጢ ውሒጠ ኣቲ ክሓልፎ ናልኩ ትደግምኒ ለኪ ገና ከይሓወኩስ ትደግስኒ ለኪ ክርትም ኢሉ ተሴሩ ከሎ ልበይ ክርትም ኢሉ ዝስሕቅ ይእከሎ ልበይ ጓይላ ኳ ዝውንዘፍ ንሓዘን ንጎሮቤት ቸይ ቸይ ይጽንሓልኪ ኣብፊተይ ኣብቲ ፈለማ ፍቅሪ ክንጅምሮ ኣብደረተይ ይተርፈኪ ሕድሮ ዘክርዮ ክፋነወኪ ክልተ ደቂቅ ኢልኪ ክመስየኪ በብጥዑም ከምዘየንባዕኩኪ በብሕሱም ተንብዕኒለኪ ከምዛ ብተይ ትዕንድሪ ለኪ እሞ ብፊተይ ቀታሊት ከለኪ ጎራሕ ዘይምኳነይ ስምዒታተይይ ኣማኒ ምኳነይ ስምዒታተይይ ኣቲ ዚ ባህርያተይ እዚ ዶ ፈዲክኒ ዘይናተይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ቲ ትም ምባል ዘይኣክለኒ ንምንታይይ ብዓቢኡ ተቀቲለ ከለኩ ብካልአይ ይከሰኪ ለኩ ቁሱል ልበይ በሰላ ኩነልኪ በድልኒ ሽዑ ከምድላይኪ ፍቅሪ ኣይኮነን ኔሩ ሃነይነይታ ዩ እነሀ ንዶ ልብኪ ጥራዩ ሕጂ ግዳ ልቢ ከይትሃስይ ሃነይነይታን ፍቅርን ፈላልይ ኣብቲ ፈለማ ፍቅሪ ክንጅምሮ ኣብደረተይ ይተርፈኪ ሕድሮ ዘክርዮ ክፋነወኪ ክልተ ደቂቅ ኢልኪ ክመስየኪ በብጥዑም ከምዘየንባዕኩኪ በብሕሱም ተንብዕኒ ለኪ ከምዛ ብተይ ትዕንድሪ ለኪ እሞ ብፊተይ ቀታሊት ከለኪ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ኣቲ ንምንታይ ትደግምኒ ንምንታይ ሃነንን ዝበልኩሉ ሕቅፎኪ ከሎ ሃነንን መበሊኪ ኩፉት ተሎ ፍቅሪ ምሳይ ከለኪ ካልእ ልቢ ኣይትጸይቂ ኣቲ ምንታይ
Writer(s): Tedalo Yohannes Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out