Music Video

New Eritrean music 2021 : Tedalo - Lomi Mshet # ተዳሎ - ሎሚ ምሸት
Watch New Eritrean music 2021 : Tedalo - Lomi Mshet # ተዳሎ - ሎሚ ምሸት on YouTube

Featured In

Credits

KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Tedalo Mehari Yohannes
Tedalo Mehari Yohannes
Songwriter:in

Lyrics

ንሎሚ
ሎሚ
ብሎሚ
ሎሚ ምሸት
38 hrs
እናፈለጥክዮ ባህረይ ፈራሕ ከም ሙኻነይ
ትጽበይኒ ከመይ ምውሳን ዘይናተይ
ፈሪሐኪ እኮ'የ ትም ዝብል
እምበር ሽሕ ጊዜ ደልየ
ብመደብ ኮነ ኢልኪ ከፍቅረኪ ጌርክስ
ስዒርክኒ ጥሒለ ግርም ተጸሊለ
ክስዕመኪ እደሊ ሓግዚ ቅረብኒ በሊ
እንተነጊረኪ ተተናዚዘ ድልየታተይ ኩሉ
ከየድገምኪ'ዶ ትቕበልኒ
ሎሚ ምሸት ከም ወዲ ተሪረ
ሎሚ ምሸት ክስዕመኪ ኣትሪረ
ሎሚ ምሸት ወሲነ ኽፍትን
ሎሚ ምሸት ወይ ሑቕፍ ወይ ብትን
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
90 ካብ 100 እንከሎ ትደልይኒ ዝብሎ
ማይ ሓዊሰ ወለሎ ሰንከልከል ጎደሎ
ሰኽራም መሲለ'ዶ ኽመጽእ ደሊኽኒ
መስተ'ዩ ኢልኪ ክትሓስቢ
ትፈትወኒ'ያ እናበልኩ ቀልብኺ ምሳይ ኣሎ
ጌና ኢኻ እብለኒ እምቢታ ተመለስ ተዳሎ
ትፈትወኒ'ያ እናበልኩ ቀልብኺ ምሳይ ኣሎ
ተዳሎ
እንተነጊረኪ ተገሊጸልኪ ድልየታተይ ኩሉ
ከየድገምኪ'ዶ ትቕበልኒ
ሎሚ ምሸት ከም ወዲ ተሪረ
ሎሚ ምሸት ሰዓምኩኺ ኣትሪረ
ሎሚ ምሸት ዘይደግሞ ክፍትን
ሎሚ ምሸት ወይ ሑቕፍ ወይ ብትን
ንሎሚ ምሸት
ሎሚ
ንሎሚ ምሸት
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ቀራና ቀራና
ናብ ጽቡቕ ምርሓና
እሞ ይብገስ ግን ዋላ
እንተስ ፈትየኪ 'ተስ ኣኽቢረኪ
ምድፋርኪ ስኢነ ጌና
ሎሚ ምሸት ከም ወዲ ተሪረ
ሎሚ ምሸት ክስዕመኪ ኣትሪረ
ሎሚ ምሸት ዘይደግሞ ክፍትን
ሎሚ ምሸት ወይ ሑቕፍ ወይ ብትን
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ
ሎሚ (ሎሚ ምሸት)
ሎሚ
ሎሚ ምሸት ከም ወዲ ተሪረ
ሎሚ ምሸት ክስዕመኪ ኣትሪረ
ሎሚ ምሸት ወሲነ ክፍትን
ሎሚ ምሸት ወይ ሑቕፍ ወይ ብትን
ሎሚ ምሸት
Written by: Tedalo Mehari Yohannes
instagramSharePathic_arrow_out