Lyrics

ንስኺ ኣብ ጽምዋ ኣነ ኣብ ጽምዋ ተወር ንዘይብል ጽኑዕ ናይ ናፍቆት ዓለም እወ ኣይጥዓመክን ንዓይ ውን ኣይጥዓመንን ቋሕ ሰም ኮይኑ በቃ ክንፋቀርን ክንፋናተትን ክንፋቀርን ክንፋንተትን ክንፋቀርን ክንፋንተትን ጾር ቃንዛ ናፍቆት ልበይ ዝፈልጦ ስለ ዘለኽዮ እንታይ ደልየሉ ሕቶ ንኸመይ ኣለኺ ርዱእ'ዩ ቲ'መልሲ ከምዚ ኸማይ ቀጨውጨው ምስ ቃልሲ እዉይውይ ቀጨውጨው'ሲ ሕልሚ ምርኻብ ክትሰርሕ ክትፍንጥሕ ዘሰልቹ ሂወት ክትነብር ዓሪቡ ይወግሕ ኣብ ሸዊት ዕድሜና ምስ ካዕቦ ፍቕሪ እዚ ግዜ'ስ እዚ እዋን ክሓስም ንዓና'ዶ ይፈሊ ወስኒ ወስኒ ወስኒ ወስኒ ወስኒ ወስኒ ኣነ ውን ክውስን ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ዓይነይ ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ት'ዉነየ ተሃሲኺ'ለኺ ኣነ ውን ተሃስየ ኣበይ'ሞ ክንኣቱ ናበይ ናበይ እዋን ተ'ዘይረድየ ስጋ ሓስዊ እንዳ ነበርኩ ብምዉተይ ብምዉተይ ብምዉተይ ብምዉተይ ብምዉተይ ኣይውክሎን ሃለዋት ኣንቲ ዓይነይ ዘይጽወር ግርማኣ ምስኺ ጥራይ ሂወተይ ጻምኣ ኣየየይ ጻምኣ ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ዓይነይ ኣብ በይንኺ'ይምሰልኪ ት'ዉነየ ተሃሲኺ'ለኺ ኣነ ውን ተሃስየ ኣበይ'ሞ ክንኣቱ ናበይ ናበይ ናበይ እዋን ተ'ዘይረድየ ጻማ ዓይነይ ከደት ካብዛ ጎነይ ካብዛ ጎነይ ከደት ታ'ናይ ልበየ ካብ ጎነይ ከደት ካብዛ ልበየ ካብዛ ጎነይ ከደት ታ ናይ ልበየ
Writer(s): Samuel Alemu, Alex Fidel Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out