Similar Songs
Credits
AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Ghirmay Andom
Leadgesang
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Ghirmay Andom
Songwriter:in
Lyrics
ኩሉ ኣብ ኢድኪ ኢዩ ኢለኪ እንድየ ገና ኸሎ ብእዋኑ
ምንዮታኺስ የፍቅሮ እንድየ ውሳነኺ ብሙኻኑ
[?] ኣብ ጎደናታት ክትዞሪ
ፍሽኽታኺ ኣይትንፈግለይ ክንዲ ሑቕፊ ክንዲ ፍቕሪ
ንልብኺስ ለሚነዮ ኣብ ምእማኑስ ተሳዒረ
ንፍርድኺስ ኣደብ ክብል ከመይ እሞ ከመይ ገይረ
ምኻደዩ ምጽላለይ
እንድዒ'ኸ እንድዕለይ
ምዕባደይ'ዩ ምጽላለይ
እንድዒ'ኸ እንድዕለይ
ኩሉ ኣብ ኢድኪ ኢዩ ኢለኪ እንድየ ገና ኸሎ ብእዋኑ
ምንዮታኺስ የፍቅሮ እንድየ ውሳነኺ ብሙኻኑ
[?] ኣብ ጎደናታት ክትዞሪ
ፍሽኽታኺ ኣይትንፈግለይ ክንዲ ሑቕፊ ክንዲ ፍቕሪ
ንጽባሕ ዘይተቐኒ ዝናበረሉ ጽላለ
ናብራ ዕብዳንስ ክኽእሎ'የ ዝመሰለኒ መሲለ
ንስኺ ግን ሓደራኺ
ካብ የዒንተይ ኣይትህደሚ
ተስፋ ልቢ ክትኮንኒ
ካብ የዒንተይ ኣይትህደሚ
ንስኺ ግን ሓደራኺ
ካብ የዒንተይ ኣይትህደሚ
ተስፋ ልቢ ክትኮንኒ
ካብ የዒንተይ ኣይትህደሚ
Written by: Ghirmay Andom