Similar Songs
Credits
AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Ghirmay Andom
Leadgesang
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Ghirmay Andom
Songwriter:in
Lyrics
ዘውዓለትኒ ጸሓይ ትዓርብ
ዘሕደረትኒ ወርሒ ተዕርፍ
በይነይ ግን ምስ ዝኽርኺ ይተርፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ልማድኪ በብሓደ
ኣብ ልበይ እናመገለ
ጽምዋይ ይሶጉግ
ናፍቖት የንግስ
ምፍልይክስ ኣይተኻእለን
መመሊሱ እብእስ
ምፍልይክስ ኣይተኻእለን
መመሊሱ እብእስ
ገምጊመያ ነዛ ልበይ ክሳብ ክንደይ ምልምላማ
ቃንዛ ኾይንዋ ምፍላይኪ ብናፍቖትኪ ማሲና
ዘውዓለትኒ ጸሓይ ትዓርብ
ዘሕደረትኒ ወርሒ ተዕርፍ
በይነይ ግን ምስ ዝኽርኺ ይተርፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ኣብ ማዕበል ፍቕርኺ የንሳፍፍ
ፍሽኽታኺ ኣብ ዘይብሉ
ብርሃኑ ይኹን ጸላሙ
ራህዉኡ ጸገሙ
ኩሉ ሓደ ኾይኑ
ፍልልይ የብሉን
እንትርፎ ስሙ
ፍልልይ የብሉን
እንትርፎ ስሙ
ክንዲ ርሕቀት ዝገሽክዎ ክምለስ'የ ናብ ሕቕፎኺ
ኩሉ ይትረፍ እንታይ ኣሎኒ ዘይ ንስኺ ዘይ ፍቕርኺ
ክንዲ ርሕቀት ዝገሽክዎ ክምለስ'የ ናብ ሕቕፎኺ
ኩሉ ይትረፍ እንታይ ኣሎኒ ዘይ ንስኺ ዘይ ፍቕርኺ
ተንቲነያ ነዛ ልበይ ክሳብ ክንደይ ምልምላማ
ቃንዛ ኾይንዋ ምፍላይኪ ብናፍቖትኪ ማሲና
ክንዲ ርሕቀት ዝገሽክዎ ክምለስ'የ ናብ ሕቕፎኺ
ኩሉ ይትረፍ እንታይ ኣሎኒ ዘይ ንስኺ ዘይ ፍቕርኺ
Written by: Ghirmay Andom