Top Songs By Kahsay Berhe
Lyrics
ብናፍቖትኪ ዓይነይ ንብዓት ቆጺሩ
ብድኻም ሓሳብ ሕብረይ ተቐይሩ
ዝፈትወኪ ካብ ኩለን ኣብሊጸ
ንሓዳር ናብራ ንዓኺ መሪጸ
ራሄላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ
ራሄላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ
ራሄላ ደሃያ ስኢነ ከሜላ
ራሄላ ብዙሕ ናፊቐየ ኣቤላ
ላላላ ላላ ላላ ላላ ላላ
ኣቤላ ቤላ ቤላ ቤላ ራሄል
ክጽበየኪ'የ ኣይቆረጽኩን ተስፋ
ፈጺሙ ኣይወጽአን ናፍቖትኪ ካብ ልበይ
ንጉስ ናይ ልበይ ንህይወተይ መንፈሰይ
ምርኩስ ኣካለይ ንህይወተይ ዋሕሰይ
ራሄላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ
ራሄላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ
ራሄላ ደሃያ ስኢነ ከሜላ
ራሄላ ብዙሕ ናፊቐየ ኣቤላ
ላላላ ላላ ላላ ላላ ላላ
ኣቤላ ቤላ ቤላ ቤላ ራሄል
ብናፍቖትኪ ዓይነይ ንብዓት ቆጺሩ
ብድኻም ሓሳብ ሕብረይ ተቐይሩ
ዝፈትወኪ ካብ ኩለን ኣብሊጸ
ንሓዳር ናብራ ንዓኺ መሪጸ
ራሄላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ
ራሄላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ ኣቤላ
ራሄላ ደሃያ ስኢነ ከሜላ
ራሄላ ብዙሕ ናፊቐየ ኣቤላ
ላላላ ላላ ላላ ላላ ላላ
ኣቤላ ቤላ ቤላ ቤላ ራሄል
ራሄላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ
ራሄላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ
ራሄላ ቤላ ቤላ ቤላ ኣቤላ