Lyrics

ኣብ ውሽጢ ገዛ ጥምየት
ብላዕሊ ደብዳብ
ተስፋ ዘይብሉ ኩነታት።
ናይ ብርሰት ናይ ጥፍኣት ኩነታት
ካብኡ ዝዓቢ ፈተና ክህሉ ኣይኽእልን
ሰብ ይመውት ሰብ ይትካእ
ዓዲ ይቃፀል ዓዲ ይትካእ
ህዝቢ እንትጠፍእ ግን ናይ መጨረሻ ጥፍኣት'ዩ
Written by: Meles Zenawi
instagramSharePathic_arrow_out