Lyrics

ትዝክሮ'ዶ ፍቕረየ ፍቕሪ ፈለማ የጣዕሰካ'ዶ ሕጂ ሰሓቕ ዕላልና እዋይ ዓሚ እዋን ከምዚ ሎሚ ከነንሳፍፍ ኣብ ናይ ፍቕሪ ጣዕሚ ትዝክሮ'ዶ ፍቕረየ ትዝክሮ'ዶ የጣዕሰካ'ዶ ሕጂ ትናፍቖ'ዶ እዋይ ዓሚ እዋን ከምዚ ሎሚ ከነንሳፍፍ ኣብ ናይ ፍቕሪ ጣዕሚ ፍቕረይ ኣይውዳእንዩ ትብል'ዶ ኣይነበርካን ኣይፍለየክን'የ ናይ ወትሩ ዕላልካ ሎሚ ኣብ ዘለኻዮ ዘክሮ ደጊምካ ልብኻ እንተፍቂዱስ ምጸኒ በጃኻ ካልእ እኳ ዘይኮነ ምኽንያት መበኣሲና ሰኣን ሕራይ እንደኣለይ ዘሕረቕኩኻ ፈለማ ሙዃነይ ዘይተርፈኒ እቲ ኹኒ ዘልካኒ ንኣፈይ'የ ኣብየካ ሓንቲ ዕድል ሃበኒ እህም... ኣየየይ... ኣይየ ዋየየየየ... ፍቕርኻ ስኢነ ቅህም እንተበልኩ ሰኣን ምህላውካ ህልም እንተበልኩ ኣይትድንግጽን'ዶ ዳሕራይ'ከ ፍቕረየ ሕጂ ዘይኮነልካ ርህራሄኻ ኣባየ በይነይ ነሀኹልካ በይነይ ንዓኻ ይጽበ ናይ ልበይ ሓሳብ ከይገደፍኩ ቐትሪ ሰለም ከየበልኩ ለይቲ ፍቕሪ ካባኻ'ዩ ሰበይ ሂወት ምሳኻ'ሎ ናተይ ኣ... ኣየየየየይ... ኣ... ግደፍባ ግደፍባ'የ ግደፍባ ግደፍ ሕራይ በለኒ ኣብ እግርኻ ወዲቐ እኔኹ በጃኻ እንዶ ፍቕረይ ምሳይ ንዓኒ እቲ ፍቕሪ እቲ ሂወተይ ምሳኻ'ሎ ኩሉ ተጠቓሊሉ ብዘይ ብኣኻ ባዶ'ዩ ባዶ እንሀ እንዶ ሂወተይ ዛሕዛሕ ኢሉ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ምሳይ ንዓኒ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ሕራይ በለኒ'የ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ምሳይ ንዓኒ ግደፍባ ግደፍባ'የ ግደፍባ ግደፍ ሕራይ በለኒ ኣብ እግርኻ ወዲቐ እኔኹ በጃኻ እንዶ ፍቕረይ ምሳይ ንዓኒ እቲ ፍቕሪ እቲ ሂወተይ ምሳኻ'ሎ ኩሉ ተጠቓሊሉ ብዘይ ብኣኻ ባዶ'ዩ ባዶ እንሀ እንዶ ሂወተይ ዛሕዛሕ ኢሉ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ተመለሰኒ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ምሳይ ንዓኒ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ሕራይ በለኒ'የ በጃኻ'ባ ፍቕረይ ምሳይ ንዓኒ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out