Letras

ፍለጥኒ ፍለጥኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ፍለጥኒ ፍለጥኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ኣነየ ኣቦኺ መማህርቲ ኣዴኺ ባባ በልኒ እንዶ ደሊና በጃኺ ክነግረኪ ዛንታይ ዛንታ ናየቦኺ መማህርታ'የ ነይረ መማህርቲ ኣዴኺ ሽዑ ዝጀመረ ፍቕርና ጠጢዑ ትፈትወኒ እፈትዋ ሰብ'ዩ ዘዛርብ ነይሩ ብድሌት ናይ ክልቴና ተወሊድኪ ንስኺ ደሊና'ውን ኢልና ስም ኣጠሚቕናልኪ ስድራ ኣይተቐበልዎን ነጺጎሙኒ ንዓይ ባባኺ ስኢንኪ ተፈሊኺ ኻባይ እዚ ምስ ሰምዐት ሓዚና ማማኺ ብጓሂ ዝኣክል ገዲፋ በይንኺ ንምሉእ ስድራቤት ከይተፋነወቶ ኣብ ዘይመዓልታ ኸይዳ ንኹሉ ራሕሪሓቶ ፍለጥኒ ፍለጥኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ፍለጥኒ ፍለጥኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ደሊና ጓለይ ኣነየ ኣቦኺ መማህርቲ ኣዴኺ ባባ በልኒ እንዶ ደሊና በጃኺ ክነግረኪ ዛንታይ ዛንታ ናየቦኺ መማህርታ'የ ነይረ መማህርቲ ኣዴኺ ሽዑ ዝጀመረ ፍቕርና ጠጢዑ ትፈትወኒ እፈትዋ ሰብ'ዩ ዘዛርብ ነይሩ ብድሌት ናይ ክልቴና ተወሊድኪ ንስኺ ደሊና'ውን ኢልና ስም ኣጠሚቕናልኪ ስድራ ኣይተቐበልዎን ነጺጎሙኒ ንዓይ ባባኺ ስኢንኪ ተፈሊኺ ኻባይ እዚ ምስ ሰምዐት ሓዚና ማማኺ ብጓሂ ዝኣክል ገዲፋ በይንኺ ንምሉእ ስድራቤት ከይተፋነወቶ ኣብ ዘይመዓልታ ኸይዳ ንኹሉ ራሕሪሓቶ ፍለጥኒ ፍለጥኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ ባባ ትብል ቆልዓ ኽብሌ ኣላትኒ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out