Vídeo musical

Presentada en

Créditos

AUSFÜHRENDE KÜNSTLER:INNEN
Thomas Alazar
Thomas Alazar
Künstler:in
KOMPOSITION UND LIEDTEXT
Thomas Alazar
Thomas Alazar
Komponist:in

Letras

ሓደ እዋን ከምዘዕለሉኒ ኣነ ሓደ ሓዋ ከም ዘላትኒ ሓፍቲ ሽማን ስእላን ጥራይ ገዲፎሙለይ ሓሊፎም ስድራይ ሓደ እዋን ከምዘዕለሉኒ ኣነ ሓደ ሓዋ ከም ዘላትኒ ሓፍቲ ሽማን ስእላን ጥራይ ገዲፎሙለይ ሓሊፎም ስድራይ እቲ ታሪኽ ሓፍቲ ኣላትካ ጥራይ'ዩ ህላዊኣ ኣይዕለሉንን ስድራይ ምስቲ ህጻን ምንባረይ ቀስ ኢሉ'ዶ ይፈልጦ ዶ' ኾን ኢሎም ሕጂ እንዶ'ሞ ስኢነ ጸግዒ ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ እቲ ታሪኽ ሓፍቲ ኣላትካ ጥራይ'ዩ ህላዊኣ ኣይዕለሉንን ስድራይ ምስቲ ህጻን ምንባረይ ቀስ ኢሉ'ዶ ይፈልጦ ዶ' ኾን ኢሎም ሕጂ እንዶ'ሞ ስኢነ ጸግዒ ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ እዋ... ምፍራይ ናይ የዒንታ ምሳይ ዘመሳስላ ከደራይ ሕብሪ ትውንን ከምዚ ኣብ ስእላ ሎሚ እንተላ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና ወይ ኣነ ኸይቅድማ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና ወይ ኣነ ኸይቅድማ ኢሂሂ ኢሂሂ ኢሂሂ ኢሂሂ ከም ዘዕለለትኒ ኣደ 'ደይ እታ ድሒራ ዝናበየትኒ ገዛና ኣርባዕተ ትንፋስ ሗቒፋ ምንባራ ኣነ ሕሳስ ልደ ኣርያም ቦኽሪ ገዛ ከም ዘዕለለትኒ ዓባየይ እታ ድሒራ ዝናበየትኒ ጎጆና ኣርባዕተ ትንፋስ ሗቒፋ ምንባራ ኣነ ሕሳስ ልደ ኣርያም ቦኽሪ ገዛ እቲ ታሪኽ ሓፍቲ ኣላትካ ጥራይ'ዩ ህላዊኣ ኣይዕለሉንን ስድራይ ምስቲ ህጻን ምንባረይ ቀስ ኢሉ'ዶ ይፈልጦ ዶ' ኾን ኢሎም ሕጂ እንዶ'ሞ ስኢነ ጸግዒ ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ ሓግዘኒ በል ሓግዘኒ በል ኩልኻ ሰማዒ እዋ... ምፍራይ ናይ የዒንታ ምሳይ ዘመሳስላ ከደራይ ሕብሪ ትውንን ከምዚ ኣብ ስእላ ሎሚ እንተላ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና ወይ ኣነ ኸይቅድማ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና ወይ ኣነ ኸይቅድማ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና ወይ ኣነ ኸይቅድማ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና ወይ ኣነ ኸይቅድማ ኣርያም ኣርያም ዝስማ ኣናድዩለይ ብህይወት እንተላ ምሰርከበታ ዓለም ከይስእና
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out